ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈታት ቤት ማዛጋጃ ንፅሬትን ፅባቀን ግሪነሪ ስራሕ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ስለዝደለ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት መሰረት ክትወዳደሩንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 11, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 27, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ነሓሰ 27, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ቫት /VAT/ ተመዝጋቢ ኮይኑ ወርሒ ሰነ 2011 ዓ/ም ናይ ቫት ዲክለሬሽን : ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ 2012 ዓ/ም: መፍለይ ቁፅሪ ናይ ግብሪ/TIN/ ከፋላይ ከምኡ ዉን ናይ 2012 ዓ/ም ዘተሐደሰ ሰርተፍኬት መቅረባየነት ከቕርብ ዝክእል::

2 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 28 ምልካታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 10/12/2012 ዓም ጀሚሪ 27/12/2012 ዓም ሰነድ ጨረታ መግዝኢ ብር 50 ጥራሕ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

3 ሳንዱቅ ጨረታ 27/12/2012 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 27/12/2012 ልክዕ ሰዓት 4:00 ይክፈት

 4 ተጫረቲ ሎት 1 ካብ 18ተ ባጃጅ መወዳእታ ክሳብ ዱንጉር መዕደሊ ነዳዲ ዘሎ ናይ ጎደና ተክሊ ማነጅመንት ናይ ጎደና ተክሊ መነጅመንት መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ሎት 2 ካብ ቢንቶ እግሪ ምትካል ክሳብ ቀልቀል ደብሪ ታክሲ መወዳእታ ተክሊ ማነጅመንት መክበሪ ጨረታ 3000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ወይ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቸክ ከትሕዙ ዝክእሉ

5  ቤት ዝወፀ ስፔስፌከሽን መሰረት ክሰርሑ ይግባእ

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ በሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራና ቀበሌ 18 ንግስቲ ህንፃ ወይ ፍፁም ብርሃን ዓይኒ ሕክምና ሓሊፍካ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344416284 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ