ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንናይ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ቾክ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቃሒ ተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 13, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ነሓሰ 13, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝተኣሸገ ፖስታ ፣ ዋጋ ዝመልኦ ኣካል ፌርማን ማህተምን ዘለዎ

2 ተወዳደርቲ ንምዉድዳር ዘድልዮም ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ በቲ ስራሕ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ፣ ቲን ናምበር ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት፣ ምስ ፕሮፎርማ ሰነድ ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ

3 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ዕለት እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 09/12/2011 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 14/12/2011 ሰዓት 3፡30 ተዓፂዩ ንፅባሒቱ ዕለት 14/12/2011 ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ቁፅሪ 28 2ይ ደብሪ ይክፈት

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

5 ኣብ መንጎ መቅረባይንቤት ፅሕፈትን መቅረባይ ዝህቦ ናይ ዋጋ መግለፂ ካም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

6 ዝሰዓረ ተወዳዳራይ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ክገብር ኣለዎ

7 ተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 62 84

ድሕሪት
ጨረታ መደብ