ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ |
1 | ኣምፖል | 60 | ቁፅሪ | 15 |
2 | ኖርማል ኣምፖል | ኖርማል | ቁፅሪ | 15 |
3 | ፈሎረሰንት ኣምፖል | ፋረሰንት | ቁፅሪ | 04 |
4 | ፊዉዝ ናይ ፋሎረሰንት | ቁፅሪ | 08 | |
5 | ፋሎረሰንት ምስ ሓቃፊኡ | ባዓል ሓደ | ቁፅሪ | 10 |
6 | ፋሎረሰንት ምስ ሓቃፊኡ /ኮምፒሊት | በዓል ክልተ | ቁፅሪ | 06 |
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ናይ ማሕበር ፍቓድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ ቲን ናምበር ሰነድ ኮፒ
2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 06/12/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 8/12/2011 ሰዓት 11፡00
3 ፕሮፎርማ ዕለት 08/12/2011 ሰዓት 10፡00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ይኸዉን
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 09/12/2011 ሰዓት 03፡00 ዝክፈት ይከዉን
5 ቤት ፅሕፈትና በጀት ብምግባር 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ናይ ምቅናስ መሰል ኣለዎ
ኣድራሻ - ኣብ ኣግኣዚ ኦፕሬሽን ህንፃ 1ይ ደብሪ ክፍሊ ቁፅሪ 034 ጥቃ እ/ማርያም ቤተክርስትያን
ተወሳኪ ሓበሬታ 03 -42 -40-87-57 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
ድሕሪት