ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚ ዘበን ንዝክበር ባዓል ኣሸንዳ 2011ዓ/ም ምክንያት ብምግባር ፖስትካርድን ፣ ብሮሸርን ከሕትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 7, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 10:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን፣ ናይ መቕረባይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ናይ መቕረባይ ምስክር ወረቐት ዝኾነ መረጋገፂ ዘቕርብ

2 በዚ መሰረት ካብ ዕለት 06/12/2011ዓ/ም ጀሚሩ ዝርዝር ምዉሳድ ይካኣል

3 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 08/12/2011 ሰዓት 10፡00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ይኸዉን

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 08/12/2011 ሰዓት 10፡30 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይከዉን

5 ነቲ ሕትመት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዘቕርብ

6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝታሓለወ እዩ

   ተወሳኪ ሓበሬታ  03 -44- 40- 01-77 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ