ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ክ/ከ/ቀ/ወያነ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 7, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 09:10 ደ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ሰማያዊ ስክሪቢቶ

 ሳምፕል

ፓኬት

02

2

ፀሊም ስክሪቢቶ

ሳምፕል

ፓኬት

02

3

ካርቦን 8000

ሳምፕል

ደስጣ

02

4

ናይ ኮምፒተር ወረቀት

ደስጣ

13

5

ወረቀት ናይ በዓል መስመር

ደስጣ

01

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ፣ መቅረባይነት ሰርትፊኬትን ከምኡ እዉን ቲን ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ

2 ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቅርብዎ ፕሮፎርማ ናየ ትካሎም ፌርማን ክቢ ማህተም ከዕርፈሉ ኣለዎም

3 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 06/12/2011 ክሳብ ዕለት 9/12/2011 ኣብ ዘሎ ገዜ ምቅራብ ዝካኣል ኮይኑ ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በቲ ተመሳሳሊ ዕለት 09/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 9፡10 ዝክፈት ይከዉን ንምቅራብ ይኽእሉ

ዝበለፀ ሓበሬታ  03 42 40 51 23 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ