ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ |
1 | ሲሚንቶ | 2ይ ደረጃ | ብኩንታል | 60 |
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቓድ ፣ ናይ ግብሪ ከፈላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ፣ ኮፒ ሰነድ ዘቅርብ
2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 6/12/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 10/12/2011 ዓ/ም ሰዓት ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 10/12/2011 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ዝክፈት ይከዉን
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 09 14 41 30 07/ 03 42 40 91 ደዊልካ ወይ ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይካኣል
ድሕሪት