ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ |
1 | ቢሮ ሌክስ | ኦርጅናል | ባኬት | 20 |
2 | ንእሽተይ ማስታወሻ | ቁፅሪ | 1000 | |
3 | ማርከር ማእከላይ | ብባኬት | 10 | |
4 | ፍሊፕ ቻርት ናይ ወፀፃኢ | ፓድ/ጥቅልል | 21 |
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቓድ ፣ ናይ ግብሪ ከፈላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ፣ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ኮፒ ሰነድ ዘቅርብ
2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 6/12/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 8/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተመሊኡ ክቀርብ ኣለዎ
3 ፕሮፎርማ ዕለት 9/12/2011 ሰዓት 3፡00 ዝክፈት ይከዉን
4 ኣብ ፕሮፎረማ ሰነድ ማህተም ክግበረሉ ኣለዎ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 87 57 ደዊልካ ወይ ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይካኣል
ድሕሪት