1 እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ክኮዉን ኣለዎ
2 መምርሒ ብዝፈቆዶ መሰረት ወርሓዊ ፓት ዲክላሬሽን ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ከቅርቡ ዝክእሉ
4 ናይ መቅረባይ ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ
5 በቲ መስመር ን 2011/2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም
6 መከበሪ ጨረታ 5000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
7 እዚ ምልክታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት 25/11/2011ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ 50.00 ዋጋ ብምክፋል ካብ ቤ/ፅ/ት/ፋይናንስ ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ወ/ጣ/ኣበርገለ ብምምፃእ ሰነደ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ
8 ጨረታ መረከቢ እዋን ዘብቅዐሉ ግዜ ዕለት 10/12/2011 ዓ/ም ሰዓት4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 4፡30 ካብ ቤ/ፅ/ት/ፋይናንስ ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ወ/ጣ/ኣበርገለ ይኽፈት
ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344220126/0069 ምሕታት ይካኣል
ድሕሪት