ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕና Nissan ዝዓይነታ መኪና ተ.ቁ 4-01343 model Nissan ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 25, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 26, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 27, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ
  • - ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 24/10/2011ዓ/ም ክሳብ 26/10/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ቕ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                                   2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 27/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

                                              ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0910-141095/ ምድዋል ይከኣል፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ