ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ ቢሮ ሕትመት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 23, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 26, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 26, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 22/09/2011ዓ/ም ክሳብ 26/09/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00

                                               2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/08/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይክፈት፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-410158/0344-417637 ምድዋል ይከኣል፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ