ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ራ/ዓዘቦ ንቤት ፅሕፈት ጥዕና ሕርሻን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብናይ መደበኛ በጀት ናይ መኪና ሰርቪስ ንምግባር ዝ/ዩ ናይ መኪና ስፔር ግዝኢት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 10, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 13, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 13, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

                                           1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 13/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 13/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

                                         ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415291 ምድዋል ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ