1 ተወዳደርቲ ካብ10/082011 ዓ/ም ክሳብ 25/08/2011 ዓ/ም ካብ ቢሮ ቁፅሪ 23 ዘይምለስ 20.00 ቅርሺ ብምኽፋል ምውሳድ ይከኣል።
2 እቲ ጨረታ 25/08/2011 ዓ/ም ናይ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 3፡00 ተዓሺጉ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ሰዓት 3፡30 ቅድም ኢሉ ኣብ ዝተጠቀሰ ቦታ ይክፈት።
3 ተወዳደርቲ ዋጋ መለኦም ብዝተኛዓሸገ ፐስታ ኦርጂናልን ኮፒን ከቅርብን ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ከእቱ ዝክእል፤
4 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ከይዲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
5 ተወዳደረቲ ናይ 2011 ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን
6 ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ ዝኮነ ይኩን መመሓየሺ ኣብ ጨረታ ምግባር ብፍፁም ኣይፍቀድን፡፡
7 ጨረታ መክበሪ ብር 3,000.00 ሽሕ ብር ከቅርቡ አለዎም::
8 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት እቲ ተጫራቲ ሰዓራይ ምዃኑ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ እቲ ንበረት ከልዕል ዝክእል፤
9 ኣብቲ ጨረታ ከይዲ ቅሬታ እንተሃልይዎም ጨረታ ውሳኔ ካብ ዝተውሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ቅሬተኦም ናበ ጉ/መ/ስ/ክ/ትግራይ ከቅርብ ዝክእል፤
ቲ ይኸውን።
7 ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ዝኾነ ትካል ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10% ኣትሒዙ ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል፤
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408877 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።
ድሕሪት