ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንቢሮ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝ/ዩ መሳርሒ ፅሕፈት ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 28, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 28, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን: ናይ መቅረባይ መፍለይ ቁፅሪ /Tin number/: VAT ተመዝጋቢ ዝኮነ : VAT ዲክሌር ዝገበረሉ መረዳእታ : ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዝኾነ መረጋገፂ ዘቕርብ::

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ቢሮና ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 110 ካብ ዕለት 07/08/2011 ዓ/ም ጀሚሩ 30.00 ቅርሺ ብምኽፋል ምዉሳድ ይካአል::

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 3000.00 (ሰለስተተ ሽሕ ብር) ብሲፒኦ ወይ ብሰርቲፋይድ ቼክ ከትሕዝ ዝኽእል

4 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 28/08/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ
በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎቶም ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይኸውን።

5 ኣድራሻና ከባቢ ጥዕና ጣብያ መቐለ ፊትንፊት ፎቶ ደሰታ ዝርከብ ህንፃ አብርሃም ደስታ ቀደማይ ደብሪ::

 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-400177 ደዊልክ መብርሂ ምሕታት ይከኣል::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ