ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንቤት ፅሕፈት ዋ/ቤ/ማዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ኤሌክትሮኒክስ ኣቀሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት 04/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30

2 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 07/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-406839/408501

ድሕሪት
ጨረታ መደብ