ቢሮ ርክብ ህዝብን መ/ትን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ኣቅሑት/ስፔርን ናይ መኪና ዲኮር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 16, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 17, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 12/07/2011ዓ/ም ክሳብ 16/07/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409343 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ