ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 4, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 04:31 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በዚ መሰረት ዝምልከተኩም ሕጋዊ ናይ ንግዲ ትካላት ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ እናዓደምና ናይ ጨረታ ዶክመንት ዘይምለስ ብር 30.00 ብር ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ /ዶክመንት/ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 09 ምውሳድ ትክእሉ ምዃንኩም እናሓበርና ኣብ ጨረታ ንምስታፍ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ምምላእ የድሊ፡፡

2 ናይ ሎሚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ መለለይ ግብሪ መክፈሊ ቲን ቁፅሪ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ቫት ዲክለር ዝተገበረሉ ናይ መቅረባይነት ምዝገባ መለለይ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ምቅራብ የድሊ፡፡

2 ቢሮና 20 ሚኢታዊ ናይ ምውሳክን ምቅናስን መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡

3 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡

4 እቲ ጨረታ መጋቢት 19/2011ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 4፡30 ተዓሺጉ ሽዑ ንሽዑ ክርከቡ ዝድለዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 09 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-402801/0342-407026 ምድዋል ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ