ኣብ መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ግቢ ውሽጢ ዝርከቡ ቁርፅራፅ ሓፂን፣ ቁርፅራፅ ጣውላ፣ ዝተቆረፀ ባህር ዛፍ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 03/07/2011ዓ/ም ክሳብ 09/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404592 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ