- ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር "ኣብሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝር ንዝተመዝገቡ ምኮኑ ዝገልፅ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኸቅርቡ ዝክእሉ::
- ጨረታ ሰነድ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 05/ 01 /2008 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 15/ 01 /2008 ዓ/ም ብር 30 እናከፈሉ ምዉሳድ ይካአል::
- ናይ ተጫረቲ ሽምን አድራሻን ከምኡዉን ማህተም ፌርማን ኣብ ናይ ጨረታ ሰነድ ክግለፅ አለዎ::
- ናይ ጨረታ መክበሪ ብ CPO ብር3000 ኦርጅናልን ኮፒን ከትሕዙ ዝክእሉ::
- ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ነዚ ተባሂሉ ተዳልዩ አብ ዝወሃቦ ቅጥዒ ተመሊኡ ከቅርብ አለዎ እንተዘይ ኮይኑ ተቀባልነት የብሉን::
- እቲ ጨረታ ዕለት 15/01/2008 ዓ/ም ሰዓት5:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት::
- ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ብናይ ሆስፒታል ዋጋ መቅረቢ ብክልተ ቅዳሕ ኮይኑ ነናይ ባዕሉ ኢንቨሎፕ ብዝተዓሸገ ሽመዒ ክከዉን አለዎ::
- ተጫረቲ ዝመልእዎዋ ጋ ብናይ ሆስፒታልና ዘዳለዎ ሰነድ ክክዉን አለዎ ካብዚ ወፃኢተቀባልነትን የብሉነ::
- ተጫረቲ ሰዓራይ ምኾኑ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል
- ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ሆስፒታልና ኣታዊ ክግብር ዝክእል ::
- ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ አብ ሆስፒታል መቐለ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብ/ምም /ርን ቢሮ ቑፅሪ 62 ይከዉን::
- ተጫረቲ ዘቅርብዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዓዚ የቅርቡ ::
- ቤት ዕዩና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ ::
- ካልኦት አብዚ ምልክታ እዚ ዘየተገለፁ ረቓሒታት በመምርሒ ዕዳጋ 125/2003 ዓ/ም መሰረት ተገዛኢ ዝኽዊን ተጫራታይ ::
ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 02 46 ምሕታትይካኣል::
ድሕሪት