ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ/እምባ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናውቲ ኢንዳስትሪያል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

1 ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 05/06/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 08/06/2011ዓ/ም ሰዓት 2:50 ይከውን፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ይክፈት፤

2 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-809590/0902-020019 ምድዋል ይከኣል፤

  ድሕሪት
ጨረታ መደብ