መቐለ ሆስፒታል ናይ ምግቢ /ፊኖ፣ ዘይቲ ብልዒ/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 2, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 4, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 4, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • ኣቅርቦት ምግቢ /
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ፕሮፎርማ ካብ 01/06/2011ዓ/ም ክሳብ 04/06/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00

2 እዚ ፕሮፎርማ 04/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፀሪ 0344-400246 ምድዋል ይከኣል፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ