- ላፕቶፕ ከምፒተር
- ዴስክቶፕ ኮምፒተር
- ፎቶ ኮፒ ማሽን
- ዲጅታል ካሜራ ኤልሲዲ : ፕሮጀክተር
- ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ
- ማናጀሪያል ወንበር ኤል ሸፍ ጠረጰዛ: ሸልፍ: ካዝናን ካልኦትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትገዝእ ትደሊ በዚ መሰረት አብዚ ዉድድር ክትሳተፉ እትደሊዩ ተወዳደርቲ
- ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
- ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
- ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ ንኤሌክትሮኒክስ 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ/ ንፅሕፈት መሳርሕን ፈርኒቸር 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
- ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ንሕድሕድ 20 (ብር ዕስራ) ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 400 ክወስዱይኽእሉ::
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ጰጉሜን 5/2007 ዓ/ም ክሳብ ሶኒ መስከረም 10 /2008 ዓ/ም ስዓት 8:00 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቑፅሪ 400 ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
- ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት ይብሉን
- እቲ ጨረታ መስከረም 10/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት : 8:30 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 415 ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
- ሰዓራይ ምስዓሩ ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ከአቱ ዝኽእል:;
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344 40 99 23 ምድዋልይከአልእዩ:;
ድሕሪት