ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለየ ጉ/መናእሰይ ደኣንትን ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ጎማን ባትርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 27, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ክሳብ ዕለት 24/05/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00

2 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 27/05/2011ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 3:00

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408737/408501 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ