ቢሮ ጉ/መ/ስ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ባህላዊ ስፖርት ዕጥቂ ናውቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ጀሚሩ 06/05/2011 ክሳብ ዕለት 9/05/2011ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ይክፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408887 ምድዋል ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ