ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ፅ /መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝምልከተኩም ትካላት ፍቃድ ዘለኩም በዚ ዝስዕብ ናይ ጨረታ ረቁሓ መሰረት ንክትወዳረሩንዕድም
ተጫረቲ ናይ መንግስቲ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሐደሱን ክኮኑ አለዎም::
ተጫረቲ VAT ዝተመዝገቡን ናይ ከፈልቲ ግብሪ መለለይ(TIN) አብ መቅረባይነት ዝተመዝገቡ ምኮኖም መረጋገፂ ከቅርቡ አለዎም::
ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ካብ ዝተፈለጠ ባነኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ብር 3000.00 ብር ምስቲ ሰነድ አታሐሒዙ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክእቱ አለዎ::
አበ ጨረታ ዘሸነፉ ተጫረቲ ዉዕሊ ክእሰሩ አብ ዉሽጢ ሐሙሸተ መዓልቲ ቐሪቦም ናይ ዘሸነፈ ብር 10 % ዉዕሊ መክበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ናይ ምእሳር ግቡእ ሓለዎም መፂኡ እንተዘይእሰር ግና ዘትሐዞ ጨረታ ምክበሪ ይዉረስ
ተጫረቲ ናይቲ ጨረታ አሸናፊ እንተኮይኑ ዘሸነፎ ፅ መሳርሒ በቲ ዘእተዉዎ ዉዕሊ በቲ እስፕስፊከሽን መሰረት ከረክብ ይግባእ::
እብቲ ጨረታ ብዘይ 2ይ ን 3ይ ን ዝኮኑ ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ዝሰዓረ አካል ዉዕሊ ምእሳር ሽዑንሽዑ ይምለሰሎም ::
ተጫረቲ ዝጫረትሉ ዋጋ ብዝተአሸገ ፖስታ እንቨሎፕ ብምግባር አብ ዝተዳለወ ናየ ጨረታ ሳንዱቅ ካብ ዝትጋወሐሉ ዕለት 12 /10/ 2006 ዓ/ም ጀሚሩ እስካብ ዕለት 20 /10 /2006 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ክተእትዉ ትክእሉ ::
እቲ ጨረታ ሰዓት 10:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ዕለት 20/10/2006 ዓ/ም ሰዓት 10 :30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ኣበ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ይክፈት::
ተጫረቲ ዘቅረብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ወይ ዋጋ ነዙይ ተባሂሉ ተዳልዩ ኣብ ዝዋሃቦም ቅጥዒ ጥራሕ ኮይኑ ስርዝ ድልዝነ ናይቲ ተወዳዳራይ ማህተም እንድሕር አይብሉ ፈፂሙ ተቀባልነት ይብሉን::
ተጫረቲ ቢሮ ብቁፅሪ 14 መፂእኩም ብር 20.00 ብምክፋል ሰነድ ምግዛእ ትክእሉ ::
ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረጺፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ እዚ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ::
ድሕሪት