ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንልምዓት ጉጅለ ደቂ ኣንስትዮ መማያየጢ ዝውዕል በዓል 106 ገፅ 9000( ትሽዓንተ ሽሕ) ማንዋል ክተሕትም ስለዝደለየት እቲ ቀፂሉ ዝቀርብ ረቋሒ እተማልኡ ኣካላት ክትጫረቱ ትዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 4, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 13, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 13, 2011 10:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሕታት

1 ናይ 2010ዓ/ም ግብሪ ዝከፈሉን ናይ ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 20.00 ክዕድግ ዝኽእል

4 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2% ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል

5 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 04/03/2011ዓ/ም -13/03/2011 ዓ/ም ይከውን።ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና 2 ደብሪ ክፍሊ ፋይናንስን ምምሕዳርን ኣብ ዘሎ ዕለት ተጫረቲ ብኣካል ብምምፃእ ናይ ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ትኽእሉ ኢኩም።

6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 13/03/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 10:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10:30 ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና 2 ደብሪ  ክፍሊ ፋየናንስን ምምሕዳርን ዝኽፈት ይኸውን።

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስረዝ መሰል ኣለዎ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ