አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::በዚ መሰረት
- ሕጋዊ ፈቃድ ዘለኩምን ናይ 2007 ዓ/ም ግብሪ ከፊልኩም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም
- ብዝወፀ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሰረት ክተቕርቡ ትክእሉ
- ሰዓራይን ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል
- ጨረታ ሰነድ ብር 20 (ዕስራ) ብር ከፊሉ ክዕድግ ዝክእል
- ጨረታ መኽበሪ 2 ሚኢታዊ (2%) ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝኽእልን ንዝሰዓሮ ንብረት 10 ሚኢታዊ (10%) ዉዕሊ መኽበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብCPO ከትሕዝ ዝኽእል
- ጨረታ ሰነድ ዝሽይጠሉ ካብ ዕለት 22/11 /2007 - 02/12/2007 ዓ/ም ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ 3ይ ደብሪ ምውሳድ ይኸኣል
- ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 03/12/2007 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ቀትሪ ኾይኑጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 03/12/2007 ዓ/ም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወኸልቲ ኣበ ዝተረከብሉ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ይኸዉን
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ድሕሪት