ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኩሓ ሆስፒታል ንትካልና ግልጋሎት ዝዉዕል (Equipment /High Pressure Auto clave / ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት ሕጋውያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብኽብሪ ይዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 3, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: ኩሓ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 3, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

በዚ መሰረት ነጋዶ ከማልኡዎም ዝግበኦም ረቋሕታት

1 በቢ ዘርፉ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ኮይኑ ናይ 2010/2011 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰ ግብሪ ዝከፈለን ክክዉን አለዎ

2 ናይ 2010/2011 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይን ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ ከቅርብ ዝክእል

4 ተጫረቲ ንሕድሕድ ሰነድ ዘይምለስ 30.00 ብር ብምክፋል ካብ ኩሓ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ቁፅሪ 48 ምዉሳድ ይከኣል

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ንሕድሕድ ጨረታ ብር 3000.00 ብስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ብጥረ ገንዝብ ወይ ከዓ ባንኪ ዝተረጋገፀ መኣዘዚ ክፍሊት ቼክ ብሽም ኩሓ ሆስፒታል ከትሕዝ ዝክእል

6 ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 12/02/2011 ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ ዕለት 03/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት 03/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት።

7 ተወዳደርቲ ካብ ስፔስፊኬሽነ ወፃኢ ምቅራብ ኣይፍቀድን።

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጅናል ኣብ ሐደ ፖስታ ኮፒ ኣብ ካልእ ፖስታ ነኒበይኑ ብምዕሻግ ኣብ ሐደ ዓብይ ፐስታ ብምጥቅላል ናብቲ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይኣቱ

9 ናይ ተጫረቲ ሙሉእ ኣድራሻ ማህታም ፊርማ ክህልዎ አለዎ ብተወሳኪ ድማ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ሰርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እዚ ንዝገበረ ተጫራቲ እቲ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን

10 ክሳብ 20% ናይ ምዉሳክን ምቅናንስ መሰሉ ሕልዉ እዩ

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344 -42 02 21 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ