ድለ (Ctrl+/)
Amharic
English
Login
Please sign-in to your account and start the adventure
Email or Username
Password
Forgot Password?
Remember Me
Sign in
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ሰላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት መሳርሒ : ህነፃ መሳርሒ : ን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቐሑት: ናይ ኮምፒዩተር ኣክሰሰርን ኣቑሑት፣ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቅሑት፣ፀፀር 00፣ናይ ኮምፒዩተር ተዛመድትን ፅገና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡ ስለዚኣብዚ ጨረታ ክተወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ሮቆሒ አማልአኩም ክትወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 24, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ቦታ:
ዕዳጋ ሓሙስ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2011 04:10 ቅደሚ ሰዓት
ህንፃ መሳርሒ
/
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
/
መኽዝን
/
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
/
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን
/
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን
/
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
/
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
/
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
/
ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
/
ሕትመት
ፒዲኤፍ
1ናይ 2010 ዓ/ም በቢዘርፉ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ፡፡
2ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ (TIN NO) ዝሐዝኩምን
3 ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ናይ ኮምፒዩተርን ተዛመድትን ፅገና፣ፅሬት ኣቑሑት ፣ፀፀር 00- ቫት ተመዝጋቢ ይዅን ተመዝጋቢ ዘይኾነ ክወዳደር ይኽእል
4ኣብ መንግስቲ ንክትጫረቱ ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬት መረዳእታ ዝሐዝኩምን ኦርጀናል ንብረት ከቅርብ ዝክእልን::
5
ጨረታ ሰዓርቲ
እንተከይንኩም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት በቢዝምልከተኩም ብደብዳቤ ተገሊፅልኩም ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10
ተ
መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስለሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ ንብ/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 03 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ከምትክእሉ::
ብሰብ ሞያታት ኣፈቲሹ ኣታዊ ክገብር ዝክእል::
6ተጫረቲ መወዳደሪ ደኩሜንትኩም ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ኮይኑ ሓደ ኦርጀናልን ሐደ ኮፒን መነፃፀሪ ዝከዉን ብሽምዒ ብዝተአሸገ ፖስታ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስለሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 03 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ከምትክእሉ::
7ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ 30.00 ብር ንሕድሕደ ሎት በቢ ዝምልከቶም ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስለሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 03 ዘርፊ እናኸፈልኩም ካብ ዕለት 23/01/2011 ዓ/ም- 13/02/2011 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11:00 ምሸት እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ::
8እቲ ጨረታ ዕለት 14/02/2011 ዓ/ም ልክዕ 4:00 ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4:10 ቀትሪ አብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ /ስለሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ ይክፈት
9ተጫረቲ በቢ ዝምልከቶም ዘርፊ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪ ንህንፃ መሳርሒ ብር 4000.00: ንፅሕፈት መሳርሒ 3000.00: ንፅሬት ኣቁሑት 1000.00፣ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ብር 2000 ፣ንኮምፒዩተር ናይ ኮምፒዩተር ኣክሰሰርን 3000.00 ፣ንመኪና ስፔር ፓርት ብር 2000.00፣ ንኮምፒዩተር ተዛመድትን ፅገና ብር 1000.00 ፣ንፀፀርን 00- ብር 1000.00 ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይግባእ
10ትካልና መጠን ዝግዛእ ንብረት 20% ክዉስክን ወይ ክቅንስን ዝክእል ምኮኑ::
11ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ ::
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 0347730211 /0920-256876 ደዊልኩም ሕተቱ::
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (52)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (695)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(363)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(69)
ስራሕቲ ማይ(185)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(75)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3672)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (737)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(613)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2295)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (181)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(84)
ኦዲት ተዛማድኡን(95)
ሕርሻ (343)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(37)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1740)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(298)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(762)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(89)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(148)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(424)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1407)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1325)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (138)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (34)
ትምህርቲን ስልጠና (162)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(119)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(13)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1520)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(761)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(699)
ምግብን መስተን (367)
ኣቅርቦት ምግቢ (284)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (24)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (1097)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1023)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (229)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(212)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (262)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(127)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(133)
ፅገና (679)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(182)
ፅገና ሞተርሳይክል(139)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(236)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(48)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (293)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(217)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(50)
ምስሊን ቀረፃን (17)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(12)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (1444)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1134)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(303)
ስራሕቲ ምልላይ (62)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (601)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(32)
መኪና ክራይ(431)
ማሽነሪ ክራይ(135)
መሸጣ (875)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(417)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(431)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (68)
ስራሕቲ ሓለዋ(33)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (980)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(886)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(69)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(18)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (415)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(24)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(325)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (326)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(317)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (521)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(214)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (215)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)