ምምሕዳር መዕርፎ ነፈርቲ ኣክሱም ኣብ ውሽጢ መዕረፎ ነፈርቲ ተርሚናል ዝርከቡ ንዝተፈለዩ ኣገልግሎታት መረደእታ ዝውዕሉ ክፍቲ ቦታታት ኣወዳዲሩ ከካሪ ብተወሳኺ ውን ኣብ ውሸጢ ሓፁር ዝርከብ ሳዕሪ ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 19, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 29, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 29, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • መሬትን ሊዝን/ ካልኦት ዝሽወጡ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናብ ፋይናንስ መዕርፎ ነፈርቲ ኣክሱም ቁፅሪ ኽፍሊ 3 ብኣካል ብምቅራብ ክተመልክቱ ይዕድም።

2 ንተወሰኺ ሓበሬታ በስ.ቁፅሪ 0348-759002/0348-759014 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

3 እዚ ጨረታ 29/01/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ይኽፈት።

4 እቲ ጨረታ ዘሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ትካል ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ