ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር 300KVA standby Generator ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ ተጫረት ንክትጫረቱ ንዕድም

1 ናይ 2010 ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ (ቫት) ተመዝገብቲ ዝኮኑን

2 ሰነድ ጨረታ ብፋናንሸልን ቴክኒካል መሊእኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ 4 ደብሪ ናብ ቁፅሪ ክፍሊ 409 ክተቅርቡ አለዎ ወይድማ ኣብ ሰነድ ጨረታ ተነፂሩ ዘሎ Email ኣድራሻ ክትልእኩ ትክእሉ

3 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ 9/12/2010 ዓም ን 5 ናይ ስራሕ መዓልታት ብምፅናሕ ዕለት 14/12/2010 ዓም ዓም ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 4ይ ፎቅ ቢሮ ቁፅሪ 404 ኣብ ዝርከብ አዳራሽ ይክፈት

4 ሰዓራይ ጨረታ ምስተፈለጠ እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ አጎዓሺዙን ገጢሙን አብ ቤት ፅሕፈት ድምፂ ወያነ ትግራይ ይረከብ

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344410544/46 ፖስታ 450

ድሕሪት
ጨረታ መደብ