ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2007 ዓም በጀት ዓመት ንሓፂር ስልጠና ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 14, 2007 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 27, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

                      ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2007 ዓም በጀት ዓመት ንሓፂር ስልጠና ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ

ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ስለዚ ኣብዚ ዝወዳደር ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ ከማልኡ አለዎም

1 ናይ ወርሒ መጋቢት 2007 ዓ/ም ዲክለር ዝገበሩ::

2 ናይ 2007 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን/ ታክሲ መኽፈሊ ቑፅሪ /TIN NO መቕረባይነት ከቕርብ ዝኽእል::

ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋዉሐሉ ካብ ዕለት 13/09/ 2007 ዓ/ም  ክሳብ ዕለት 27/09 /2007 ዓ/ም ዘይምለስ 20 ብር/ ዒስራ ብር/ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ዓድግራት ፖ/ቴ/ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 12 ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ እናዳዓደምና ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 27 /09/2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድ.ስ ኮይኑ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 27/09/2007 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ.ቀ ምዃኑ ንገልፅ::

ንተወሳኪ ዝርዝር ሐበሬታ ስቁ 03 44 45 21 74 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ