አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንኣካዳሚን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ካፍቴርያ ማሽናት ፈርኒቸር አቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 10, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 27, 2010 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 27, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ክማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታት

1 ናይ ዘመኑ ዝተሃደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎም

3 ወርሓዊ ዲክላሬሽን ዘቅርብን ተወሳኪ እሴት ታክሲ ዝተመዝገበን

4 ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ብዘዉፀኦ መምረሒ ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገቡ ምካኖም ዝተሐደሰ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቅረቡ ዝክእሉ 5 መክበሪ ጨረታ ንናይ ካፍቴርያ ማሽናት 10,000 ቅርሺ ንፈርኒቸር አቁሑት 10,000 ብር ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ጥረ ገንዝብ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ንሕድ ሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ ብር 50 ካብ ኣከዳሚ አመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 0- 06 ካብ ዕለት 11/09/2010 ዓም እስካብ 27/09/2010 ዓም ኣበ ዘሎ ጊዜ ምግዛእን ትክእሉ

8 ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝክፈተሉን ዕለት 27/09/2010 ሰዓት 6:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት

9 ጨረታ ሰዓርቲ እንተከይኖም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ውዕሊ ካብ ዝኣሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ተከታታሊ መዓልቲ ብፅሬትን መጠንን ብናይ ባዕልኩም መጎዓዝያ ናብ ናይ ኣካዳሚና መክዘን ክተቅርቡ እትክእሉ ምካንኩም

10 ኣካዳሚና ካብ ዝዕድጎም ኣቁሑትን ከምኣድላይነቶም 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ይክእል እዩ

11 ኣካዳሚና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስቁ 03 44 40 19 89 ምሕታት ይከአል እዩ ንርከበሉ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ዓይደር ቀበሌ 03 መምህራን ኮለጄ ዝነበረ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ