በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2010 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ብርክት ዝበሉ ኮምፒተራት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩም ንግዲ ፈቃድ ዝሐደስኩምን::

2 ተጫረቲ ቫት ምምዝጋቦም : መለለዩ /ቲን/ : ኣብ መቅረባይ ዝተመዝገቡ ምካኖም ናይ ወርሒ መጋቢት 2010 ዓም ቫት ዝኸፈለሉ /ድክለራሽን/መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ ክኾኑ አለዎም::

3 ተጫረቲ ናይ መክበሪ ጨረታ 20,000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ብዝተረጋገፀ CPO ወይ ቼክ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ አለዎም::

4 ንዝተዳለወ ናይ ተጫረቲ መምርሒን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሐዘን ዘይምለስ ንሕድሕድ ሰነድ ንቆወምትን ኣብያተ ቤት ፅሕፈትን ንሃለቅቲ መሳርሒ ፅሕፈትን ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል ከብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 4 ከምኡ እዉን 5 ብምዉሳድ ንዝቅርብዎ ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዋጋ ብምምላእ ብዝተአሸገ ፖስታ ብምድላዉ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 7/9/2010 ጀሚሩ ክሳብ 21/9/2010 መዓልቲ ሰዓት 6:00 ኣብ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምምፃእ ንጨረታ አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ብምአታዉ ትወዳደሩ ትክእሉ::

5 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 21/9/2010 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ተዓፅዩ ዕለት 21/9/2010 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣበ ዝተረኸበሉ ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ይኽፈት

6 እቲ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ አዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344401875 ደዊልኩም ምጥያቅ ትእኽሉ NB ኣደራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉድአት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 4 ወይ 5 ዓዲ ሓቂ ማለት እዉን ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ