ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ዝዉገዱ ዘገልገሉ ንብረት ፅሕፈት መሳርሒ ኤለክትሮኒክስ ጎማን ስፔር ፓርትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሽይጥ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 6, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 10, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:10.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 10, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ዋጋ ሰነድ ጨረታ 10 ብር

መከበሪ ጨረታ 1000

ብር እቲ ጨረታ ዕለት 10 /08 /2010 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት 15 ንተወሳኪ ሐበሬታ አበ ኮሚሽና ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ናይ ሓባር ህንፃ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቐፅሪ 268 ብኣካል ብምምፃእ ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344 404417 ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ