ኤጀንሲ ሐለዋ ስነ ከባቢ ምምሕዳርን አጠቓቅማን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ን2010 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 6, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 19, 2010 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 19, 2010 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2010 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ ናይ ቫት ሰርቲፌከትን ናይ ወርሒ የካቲት /መጋቢት ወርሒ 2010 ዓም ቫት ዲክለሬሽን ዝተከፈሉ ከቅርብ ዝክእሉ

2 ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናስን ይኹን ካብ ፌደራል ዝተዉሃቦም ናይ ታክስ መፍለይ ቁፅሪ (Tin No) ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርፊኬት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 30 ብር ብምክፋል ኣብ 2ይ ደብሪ ዝርከብ ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርን ምዉሳድ ይክእሉ

4 ተወዳደርቲ ዘቅረብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ /ሰነድ ጨረታ/ ብሰምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኣብ ኣብ 2ይ ደብሪ ዝርከብ ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርንጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ይገብሩ

5 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 04/8/2010 ዓ/ም ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/8/2010 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 9:30 ይኽፈት

6 ጨረታ መክበሪ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ብባንኪ ብዘተረጋገፀ ስፒኦ CPO/ ወይም ብጥረ ገንዘብ ወይም ብባንኪ ብዝተጋገፀ ሌተርኦፍ ክረዲት ከትሕዝ ዝክእሉ

7 ንሕትመት ስራሕቲ ብር 2000 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ብጥሬ ገንዝብ ወይም ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተርኦፍ ክሬዴት ከትሕዝ ዝክእሉ

8 ጨረታ ካብዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ንተካተታሊ30 ማዓልቲ ዋጋ ፀኒዑ ይፀንሕ

9 ጨረታ ንክዕፆ ትሐቲ 5 መዓልቲ እንተቐርዩ ንዝቀርብ ሕቶ መብርሂ ተቐባልነት የብሉን

10 ተጫረቲ ምስዚ ዝተተሓሐዘ ናይ ጨረታ መምርሒን ምልከታ ጨረታ ናይ ምክባር ግዴታ አለዎም

11 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ተወዳደርቲ ዶክመንት ንበይኑ ቴክኒካል ዶክመንት ዓሺጎም ከቅርብ ይግባእ

12 ቤት ዕዩና ካልእ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

13 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፀሪ 0344 41 71 04 ምድዋል ይከኣል እዩ

ኣድራሻና ካብ ክልል ትግራይ ፖሊስ ኮምሽን ትሕት ኢልካ እንዳ ገሃወርያ ተኣምር ናይ ሆራይዝ ጎማ ብሕታዊ መከፋፈሊ ዝርከብ ህንፃ 2ይ ደብሪ ንርከብ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ