ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት 104. 4 ሬድዩኤፍኤምመቐለ ናይ ሬድዩ ተዛመድቲ አቁሑ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ልምዲ ዘለኩም ተጫረቲ ክትጫረቱ ይዕድም
ተጫረቲከማልእዎዝግባእረቆሓ
1 ናይዘመኑናይመንግስቲግብሪዝከፈልኩምንንግዲፍቃድዘሐደስኩምን ::
2 መለለይ ግብሪ ከፋላይነት /Tin NO/ ን ካልኦት ንጨረታ ዝጠቅሙ መረዳእታት ምስ ዋና ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል
3 ቫት ምምዝጋብኩምን ዲክለሬስዩንዝገበርክሙሉ መረዳእታክተቅርቡትክእሉ
4 ብመቅረባይነት ዝተመዝገብኩምን መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ::
5 ነቲ አቅሓ ንምቅራብ ዝተቀመጠ ጠ/ዋጋ መኽበሪ ጨረታ ብባነኪ ዝተመስከረሉ CPO ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ 2% ከትሕዝ ዝክእል::
6 እቲ አቅሓ ዝቀርበሉ ቦታ መቐለ ከተማ /ትካል 104.4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ ምኻኑ ፈሊጡ ዝሳተፍ ::
7 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ሓፈሻዊ ዋጋ ቫተ ሓዊሱ ብምምላእ ብዝግባእ ኣበ ዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን : ፋይናንሻልን ቴክኒካልን ነንበይኑ ኣብ ኣርባዕተ ፖስታ ብምዕሻግ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን /ሳንዱቅ/ ናብ 104.4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ ከእትዉ አለዎም::
8 ሰነድ ጨረታ ኣብ 104.4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ ካብ ዕለት 25/07/2007 ዓም ክሳብ 14/08/ 2007 ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ ብር 50.00 (ሓምሳ ብር) ከፊሎም ምውሳድ ይኽእሉ::
9 እቲ ጨረታ ኣብ 104.4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ 15/08/ 2007 ዓ/ምልክዕ ሰዓት 8:00 ድቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት 9:00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣበ ዝተረከብሉ ይኽፈት ኮይኑ ግና ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እነተዘይተረኪቦም ቤት ዕዩና ጨረታ ፖስታ ምኽፋት መሰሉ ዝተሐለወ አዩ::
10 ሰዓሪ ትካል ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት 104.4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ ከቅርብ ዝክእል::
11 ሰዓሪ ትካል ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 45 ማዓልቲ ናይ ስራሕ ሰዓት አታዊ ይገብር :: 12ቤትዕዩናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡእቲጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝመሰሉ ዝተሐለወእዩ ::
ንተወሳኪሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344- 406029 ምሕታት ይከኣል
ድሕሪት