ኒዉሚለንየምኮሌጅ
ናይ ኮምፒተር ዕድጊትጨረታምልክታ
ኒዉሚለንየምኮሌጅ ኮምፒተራትብጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊዝስዕብረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩይዕድም::
1 ናይጨረታመኽበሪቢድቦንድካብጠቅላላዋጋ 5% ብ CPO ከትሕዝዝኽእል::
2 ዝርዝርጨረታሰነድዘይምለስ 50.00 ብርብምኽፋልካብዕዳጋክፍሊምዉሳድይካአል::
3 እዚጨረታአብአየርዝፀንሐሉእዋን ካብመጋቢት18 ክሳብ 22/2007 ዓ/ም ኮይኑእዚጨረታ መጋቢት 22/2007 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩሰዓት 4:30 ተጫረትቲወይከዓሕጋዊወከልቶምአብ ዝተረኸብሉይከፈትባዕሎምወይወይሕጋዊወኪሎምብምትራፎምእቲጨረታካብምኽፋትዝእግድነገርየለን::
4 ተጫረቲሰዓራይምኮኑምስተነግሮአብዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲዉዕሊይአስር ::
5 ሳዓራይተጫረቲኣብዝመልኦዋጋዝናሳሕእንትኮይኑዘትሐዞስፒኦ/CPO/ ናብ ኒዉሚለንየምኮሌጅ ኣታዊይኸዉን ::
6 ተጫረትቲዝተሐደሰንግዲፍቃድከቅርቡይግባእ ::
7ተጫረቲቲንቑፅሪከቕርቡይግባእ ::
8 ተጫረቲንግዲምዝገባከቕርቡይግባእ ::
9 ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ምካኑ ዘይምኮኑን ክንፅሩ ይግባእ::
10 ተጫረቲቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ዲክላሬሽንከቕርቡይግባእ::
11 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ዘዳለዎ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣዳሊዩም ክቕርቡ ይግባእ ካብኡ ወፃኢ ዝቐርብ ተቐባልነት ይብሉን
12ኮሌጅናዝሐሸአማራፂእንተረኪቡእዚጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዪ::
ንዝበለፀሓበሬታብቑስልኪ 0344419789/410465/406144 ደዊልካምሕታትይካአል ::
ድሕሪት