ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 21, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 25, 2010 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 25, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1ሕጋዊፈቃድዘለኩምንናይ 2010 ዓ/ምግብሪከፊልኩምንግዲፍቃድዘሐደስኩም

2Tin Number ተመዝገብቲ ዝኮኑ

3ብዝወፀዝርዝር /ስፔስፊኬሽን/መሰረትክተቕርቡትክእሉ

4ሰዓራይንዝሰዓሮንብረትኣብዉሽጢ 5 መዓልቲዉዕሊኣሲሩኣብዉሽጢ 10መዓልቲከቅርብዝክእል

5ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2010 ዓም ዲክሌሪስዩን ከቅርብ ዝክእል

6ጨረታሰነድብር 30.00 /ሰላሳብር/ ከፊሉ ክዕድግ ዝክእል

7ጨረታ መክበሪ 2% ቅድሚጨረታምክፋቱከትሕዝ ንዝስዓሮ ንብረት 5% ዉዕሊ መክበረ ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

8ጨረታሰነድዝሽየጠሉ ካብዕለት 26/1/2018 ዓም ኣ.ፈ ካብቤትፅሕፈትኣደዳይማይክሮፋይናንስኣብቤትፅሕፈትማሕበርደቂኣንስትዩትግራይሳልሳይደብሪክዕድግዝክእል

9ጨረታሳንዱቅዝዕሸገሉዕለት 2/2/2018 ኣፈሰዓት 6:00 ቀትሪ ኮይኑ

10ጨረታሳንዱቅዝክፈተሉዕለት 2/2/2018 ኣፈሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓትተጫረቲወይሕጋዊተወከልቲኣብዝተረከብሉይክፈት

11ቤትፅሕፈትናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡነቲጨረታብሙሉእይኹንብኽፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ