ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ ከተማ ዓይደር ዝተፈላለዩ ንብረታት ካብ ቤት ፅሕፈታት ዝአከብናዮም ዝዉገዱ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ክሽይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 17, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 25, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:500.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 25, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ ከተማ ዓይደር ዝተፈላለዩ ንብረታት ካብ ቤት ፅሕፈታት ዝአከብናዮም ዝዉገዱ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ክሽይጥ ይደሊ

ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ 20 ቅርሺ

መክበሪ ጨረታ ብሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ 500 ቅርሺ ዘትሕዙ

ጨረታ ሰዓራይ ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ አሲሩ ንብረት ከልዕል ዝክእል እንተዘይኮይኑ ግና በመትሐጃ ዘትሐዞ ገንዘብ ዝቅፃዕ ይከዉን

ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 25/05/ 2010 ዓም ሰዓት 8 :30ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 9 :00 ይክፈት

ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማሪፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ተጫራታይ ንዘሸነፎ ንብረት ናይ ጉልበት ዋጋ ይኩን ንዝምዘኑ ንብረት ናይ ሚዛን ክራይ ወይ ካልኦት ወፃእታት ብሙሉኦም ባዕሉ ክሽፍን አለዎ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ