ኒዉሚለንየምኮሌጅ
ን 2ይ ጊዜ ዝወፀ ናይ ሰራሐተኛ ደነቢ ክዳን ጨረታ
ኒዉሚለንየምኮሌጅናይሰራሕተኛታትደንቢክዳንብጨረታአወዳዲሩከዕድግይደሊዝስዕብረቆሓታትእትማልኡንክትወዳደሩይዕድም::
1 ናይጨረታመኽበሪቢድቦንድካብጠቅላላዋጋ 5% ብ CPO ከትሕዝዝኽእል::
2 ዝርዝርጨረታሰነድዘይምለስ 30.00 ብርብምኽፋልካብዕዳጋክፍሊምዉሳድይካአል::
3 እዚጨረታአብአየርዝፀንሐሉእዋንካብዕለት ለካቲት 17 ክሳብ 27/2007 ዓ/ም ኮይኑ እዚ ጨረታ ለካቲት 27/2007 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩሰዓት 4:30 ተጫረትቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም አብዝተረኸብሉ ይከፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብምትራፎም እቲ ጨረታ ካብ ምኽፋት ዝእግድ ነገር የለን::
4 ተጫረቲሰዓራይምኮኑምስተነግሮአብዉሽጢ 1 መዓልቲዉዕሊይአስር ::
5 ሳዓራይተጫረቲኣብዝመልኦዋጋዝናሳሕእንትኮይኑዘትሐዞስፒኦ /CPO/ ናብኒዉሚለንየምኮሌጅኣታዊይኸዉን ::
6 ተጫረቲቲንቑፅሪንግዲምዝገባከቕርቡይግባእ ::
7 ተጫረትቲናይ 2007ዝተሐደሰ ንግዲፍቃድከቅርቡይግባእ ::
8 ተጫረትቲአብሞያስፌትዓለባዝተዋፈሩክኾኑይግባእ ::
9 ተጫረቲቫትተመዝገብቲእነተኾይኖምናይዘቕርብዎዋጋምስቫቱሐዊሶምከቕምጡይግባእ::
10 ተጫረቲቫትተመዝገብቲእነተኾይኖምቫትዲክላሬሽንከቕርቡይግባእ::
12ኮሌጅናዝሐሸአማራፂእንተረኪቡእዚጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዪ::
ንዝበለፀሓበሬታብቑስልኪ 0344419789/410465 /406144 ደዊልካምሕታትይካአል ::
ናይ ሰራሕተኛ ደንቢ ኽዳን ስፐስፍኬሽን
ተቑ | ዓይነት ኣቅሓ | መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
1 | ጉርድን ኮትን | ብ ሳምፕል መሰረተ | ቑፅሪ | 09 |
|
|
2 | ቐምሽ ዉሽጢ | ጎጎራ | ቑፅሪ | 09 |
|
|
3 | ጋዎን | ብ ሳምፕል መሰረት | ቑፅሪ | 09 |
|
|
4 | ጉባን ስረን | ብ ሳምፕል መሰረት | ቑፅሪ | 13 |
|
|
5 | ሸሚዝ | ዝተፈላለዩ ሕበሪ | ቑፅሪ | 13 |
|
|
6 | ቆቢዕ | ብ ሳምፕል መሰረት | ቑፅሪ | 13 |
|
|
7 | ኮምፕላስዩን | ብ ሳምፕል መሰረት | ቑፅሪ | 02 |
|
|
ድምር |
|
|
ድሕሪት