1 ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ ስራሕ ፍቓድን መለለይ ቁፅሪን/ tin number ኣብ ናይ መንግስቲ ግዝኢት ንምስታፍ ዝተወሃበ 2009 ዓ/ም ናይ መቐረቢ ምስክር ወረቀት ኮፒ ከተሓሕዝ ዝኽእል
2 ኣብቲ ብሆስፒታልና ዝተዳለወ ሰነድ ቅጥዒ ጥራሕ ክመልእ አለዎ
3 አብቲ ቅጥዒ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ እነተኮይኑ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይኸዉን
4ግልጋሎት ዘመን/expired date/ መድሐኒት እንተዘተመሊኡ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይኸዉን
5 ዕድመ መድሓኒት ልዕሊ 6ተ ወርሒ ክከዉን አለዎ
6 በቲ ዝቐረበ ስፐስፊካሽን Unit መሰረት ተጌሩ ዋጋ ክምላእ አለዎ
7 ኣብቲ ናይ ጨረታ መምልኢ ቅጥዒ ሕጋዊ ማህተም ክዓርፎ አለዎ
8 መክበሪ ጨረታ ከትሕዝ ዝክእል 5000 ይከዉን
9 ዘይምለስ ናይ ሰነድ ጨረታ ብር 30 ገዚኡ ይዉሰድ
10 ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 30/2/2010 ዓ/ም -15/03/2010 ዓ/ም ይኸዉን
11 ሰነድ ዝዉሰደሉ ኣታዊ ዝግበረሉን ቦታ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ መቐለ
12 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/03/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00
13 ጨረታ ዝኽፈተሉ ቦታ ዓዓዲ ሆስፒታል ዕለት 15/03/2010 ዓ/ም ዓ/ም ሰዓት 4:30
14 እቲ ዘሸነፈ መድሓኒት ዉዕል ከቕርብ ዝኽእል እንትከዉን ተዘይኣቅሪቡ ድማ 10%ናይቲ ዘሸነፎ መድሓኒት ዋጋ ይቕፃዕ /ይኸፍል
15 ናይ ትራንስፖርት መጎዓዓዝያ ወጪ ብናይ ባዕሉ ምካኑ ፈሊጡ ዝጫረት
16 ዉዕሊ ድሕሪ ምእእሳሩ ዘንጊዑ ዘቅርብ ተጫረቲ 1/1000 ዝቅፃዕ ምካኑ ፈሊጡ ዝጫረት
11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ሞባይል 0344460050 /51 ምሕታት ይከኣል እዩ
ድሕሪት