- ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይ 2009 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲÂ ፍቓዶ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- መለለይ ቁፅሪ ቲን/TIN/ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ተወሳኺ እሴት ታክሲ /VAT/ ዝተመዝገቡን መረደእታ ከቕርቡ ዝኽእሉን::
- ኣብ ዝርዝር መቅረባይነት ዝተመዝገቡ ዝተሐደሰ መታወቂያ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
- ወርሓዊ ዲክላሬስን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2009 ዓ/ም ከቕርቡ ዝክእሉን::
- ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 30 ብምክፍል ሰነድ ጨረታ ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይክእሉ
- ተጫራታይ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘወፀኦ ዝርዝር ወፃኢ ምቕራብ ኣይከአልን
- ተጫረቲ ኣብ ዋጋ መወዳደሪ ዝቀረበሎም ሰንጠረዥ ሽምን ክታም ኣድራሻን ማህተምን ብዘይ ምንም ስርዝ ድልዝ ከስፍሩ አለዎም::
- ጨረታ ዝወፀሉ /ዝቃለሐሉ/ ዕለት 8/2/2010 ዓ/ም ሰዓት 2:30 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 22/2/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 :ዝኽፈተሉ ዕለት 22/2/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይከዉን
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ጨረታ ናይÂ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- ኣድራሻና ጥቃ ቐዳማይ ብርኪ ሃፅይ ዩዋሃንስ ቤት ትምህርቲ ብኣካል ብምቅራብ ክወስዱ ይክእሉ
- ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344402420 ብምድዋል ምሕታት ይኽእሉ
ድሕሪት