- ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር :ኣብ ሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡን ምካኑ ቫት ተመዝገበቲ ናይ ቀረባ እዋን ድክሊራስዩን ፎቶ ኮፒ ኸቅርቡ ዝክእሉ
- መክበሪ ጨረታ ብር 3000 ብጥረ ገንዝብ ወይም ብባንኪ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል ንዘቅርቦ ጠለብ ማይ ዝለዓል ረሳሕ ፈሳሲ ጎሓፍን ዝሰዓረ ተጫራቲ ሆስፒታል መቐለ ኣብ ዝደለዩ እዋን ምካኑ ፈሊጡ ዉዕሊ ከኣትዉ አለዎ
- ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪÂ ሓሳብÂ ነዚ ተባሂሉ ተዳልዩ አብ ዝወሃቦ ቅጥዒ ተመሊኡ ከቅርብ አለዎ
- ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሐዘ ሰነድን ኣብ መዕሸጊ ፖስታን ሽሞምን ፊርማን ናይ ትካሎም ማህተምን ከዕርፉ ይግብእ
- ተጫረቲ ትራንስፖርት ብናይ ባዕሎም ናብ ሆስፒታል ኣታዊ ዝገብሩ
- ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ አብÂ ሆስፒታልÂ መቐለ ደጋፊ ከይዲÂ ስራሕÂ ዕደጋ ፋይናንስንÂ ንብ /ምም /ርን ቢሮ ቑፅሪ 62 ይከዉን::
- ንመክበሪ ዉሕስና ዝቀርብ ስፒኦ ኣብ ዉሽጢ ፖስታ ተዓሺጉ ክቀርብ ይግባእ
- ጨረታ ሰነድ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 3/ 02/2010 ዓ/ም ንተከታታሊ 15 መዓልቲ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ መግዝኢ ሰነድ ጨረታ ድማ ብር 35 እናገዝኡ ምዉሳድ ይክእሉ
- እዚ ጨረታ 16/02/2010 ዓም ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 5:00 ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት
- ቤትÂ ዕዩና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ ::
- ተጫረቲ ሰዓሪ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ኣብ ሆስፒታል ብምምፃእ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
- ተወሳኪ ሓበሬታ ምሰ ዘድሊ ብስልኪÂ ቑፅሪ 03 44 40 02 46 ምሕታት ይካኣል:
ድሕሪት