- ናይ ዝወዳደረሉ ንግዲ ዘርፊ 2009 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ምቅረባይነትን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
- አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2009 ዓ/ም ዲክለርÂ ዝገብርሉ መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
- ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50 እናከፈልኩም ካብ 2/02/2010 ዓ/ም እስካብ ዕለት 16/02/ 2010 ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋንÂ ፋይናንስን ምምርን ንብረት ምውሳድ ዝክእል
- መክበሪ ጨረታ ንናይ ንአቁሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ ብር : ንመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ ንሕትመት 5000 ቅርሺ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑትን 5000 ቅርሺ ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና በዓል ሞያ 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
- Â እቲ ጨረታ 16/02/ 2010 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5:30 ቅድሚ ቀትሪ አብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ይክፈትÂ
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ
- ንትወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ0344470506/ 0344470279 ደዊልካ ምሕታት ይካአል::
ድሕሪት