በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም::
1 ሕጋዊ ንግዲ ፈቓድ ዘለኩምን ኣብ 2010 ዓ/ም ዘሐደስኩም::
2 እቲ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ ::
3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክሲ/ቫት/ ኮይኖም ናይ ወርሒ ነሓሰ 2009 ኣታዊ ዝገብርሉ ዋንኡን ምስ ሐደ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል ::
4 ናይ መቕረባይነት መለለይ ካርድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን::
5 ናይ ግብሪ ኸፋለይ መለለይ ካርድ (TIN) ዘለኩም::
6 ንጨረታ መክበሪ ብር ንፅሕፈት መሳርሒ ብር 4000 ቅርሺ : ኤለክትሮኒክስ 6000 ቅርሺ Â ንፅሬት አቁሑት 3000 ቅርሺ ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል ::
7 ንሐደ ደክመንት ዘይምለሰ 50.00 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅ/ት/ፋ/ን ከተማ ዓ/ዓዲ ከ/ስራሕ ፅ/ፋ/ን/ምም/ር ቁፅሪ 9 ክፍሊ ሰነድ ብምግዛእ ክጫረቱ ዝክእል::
8 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅ/ት ት/ፋ/ን ከተማ ዓ/ዓዲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ብምዉሳድ ናይ መወዳደሪ ዋጋኹም ብምምላእ ኩሎም ዝተጠቐሱ አድለይቲ ደኩመንት ኮፒን ኦርጅናልን ነንበይኑ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ልዕሊ እቲ ሰነድ ጨረታን ዝተዓሸገ ፖስታን ናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማን ብምፅሓፍ አብ ቤት ፅ/ት ት/ፋ/ን ከተማ ዓ/ዓዲ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ጨረታ ንክትእትዉን ንክትወዳደሩ እናተሓሳሰበና::
9 ምልክታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 22/01/2010 ዓ/ም ክሳብ 08 /02/2010 ዓ/ም እንትከዉን 4:00 ናይ ንጉሆ::
10 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሽገሉ ዕለት 08/2/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ::
11 ሳንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 08/02/ 2010 ዓ/ም ሰዓት 4:10 ናይ ንጉሆ::
12 አብቲ ሰነድ ጨረታ ወይ ዝወፀ Specification ምንክካእ ወይ ምቅያር ወይ ምስራዝ ኣይፍቀድን
13 እቲ ጨረታ አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ይካየድ
14 ሰዓራይ ከይኑ ዝተረከበ ተጫራታይ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ወይ መጓዓዝያ እቲ ዘሸነፎ ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣታዊ ይገብር::
ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344460058/ 0344460173
ድሕሪት