ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን /ደደቢት ትፈልም/ ንዋና ቢሮ ቀለም ንምቅባእን መስታወት ንምሕፃብን ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደና ክትጫረቱ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 1, 2007 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 7, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

                   ናይ ጨረታ ምልክታ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን /ደደቢት ትፈልም/ ንዋና ቢሮ ቀለም ንምቅባእን መስታወት ንምሕፃብን ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደና ክትጫረቱ እትደሊዩ እዚ ዝስዕብ ረቁሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ::

  • ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2007 ዓ/ም ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም ብተወሳኪ ቫት ዝተመዝገብኩም ምካንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ ይግባእ::

  • ተጫረቲ ካብ ዝቐረብዎ ጠቕላላ ዋጋ 2% ናይ ጨረታ መወሰኒ መክበሪ ቢድ ቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል::

  • ናይ ጨረታ መክበሪ ካብቲ ዝወዳደሮ ጠቕላላ ዋጋ 2% ዝነአሰ ዘትሐዘ ተጫራታይ ካብ ጨረታ ዝስረዝ ምካኑ::

  • ጨረታ ዝሰዓረ ናብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን መፂኡ ከረክብ ዝክእል::

  • ናይ ጨረታ ዶክመንት ብፖስታ ሽም ዝተዓሸገ ናይ ቢሮ ጨረታ ሳንዱቅ አታዊ ዝግብርሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 28/ 04 /2007 ዓ /ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 07/ 05 /2007 ዓ /ም ክሳብ ድሕሪ ሰዓት 11:00 ዘሎ ጊዜ ይክዉን::

  • ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 08/ 05 /2007 ንጉሆ ሰዓት 3:00 ቦታ አብ ደደቢት ትፈልም ዋና ቢሮ ተጫረቲ ብአካል ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኽቡሉ ይክዉን::

  • ዝርዝር ናይ ሕድሕድ ዝገልፅ ዶክመንት ካብ ቤት ፅሕፈት 50 ብር እናዓደግኩም ምውሳድ ይከኣል

  • እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብከፋል ወይ ድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ

 


 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ