ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ን2009 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 18, 2009 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 1, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 1, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ስለዚ በቲ ዓዉዲ ዝተመዝገብኩም መቅረብቲ ንጨረታ ተባሂሉ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ጥቃ ዓዲ ሽንዱሑን ታክሲ መዕረፊ ልዕል ኢልኩም አብ ዘሎ ህንፃ ቀዳማይ ደብሪ ቁፅሪ 6 ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ክትገዝኡ ናሓበርና እዚ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 1 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት 3፡00 እምትኮን በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ይክፈት

ጨረታ መከበሪ 5000 ቅርሺ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344406285

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

Â

ድሕሪት
ጨረታ መደብ