ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንናይ ሆስፒታል ዝዉዕል ሕትመት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 25, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ
  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::
  2. ቲን መፍለይ ቁፅሪን መቅረባይነትን ዘለዎን::
  3. ጨረታ መኽበሪ ብር 3000 ጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን::
  4. ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ ለምለምÂ ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር መፂእኩምÂ ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ
  5. 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክኸፍል ዝክእል::
  6. ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 24 /12/ 08 Â ዓ/ም እስካብ Â 4/1/09Â ዓ/ምÂ Â አብ ዘሎ ናይ ስራሕÂ ሰዓት ይኸዉን::
  7. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 4/1/09Â ዓ/ም ሰዓት 3:00 እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ደማ 04 /1/09Â ዓ/ም ሰዓተÂ 4:00 ለምለምÂ ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር ይኸዉን::
  8. ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን::
  9. ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 5 መዓልቲÂ ዉዕሊÂ ክአስር ዝክእል::
  10. እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::
  11. እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕላዉ እዩ::

መተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914092966 ይደዉሉ::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ