ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሚኒባስ መኪና ን 2009 ዓም በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 14, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጳጉሜን 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1500.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጳጉሜን 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መኪና ክራይ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  1. Â ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ቲን /TIN/ መቅረባይ ሰርቲፊኬት: VAT ተመዝገብቲ ዝኮነን ሒሳብ ዘፍለጠን
  2. Â ሰነድ ጨረታ ካብ Â ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ካብ 13/12/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ምዉሳድ ይካአል
  3. Â ናይ ጨረታ መኽበሪ ንኤለክትሮኒክስ 5000 Â ቅርሺ፣ ንናዉቲ ቢሮ ወይድማ ፈርኒቸር 5000 ፣ንመሳርሒ ፅሕፈት 1500 ቅርሺ ከትሕዝ ዝኽእል/ትክእል
  4. Â ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 03/13/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 Â ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይኽፈት::
  5. Â ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል::
  6. ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411795 /0344411794 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ::

ናይ ጨረታ መዕፀዉን መኽፈትን በዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን

ድሕሪት
ጨረታ መደብ