እዞም ቀፂሎም ተዘርዚሮም ዘለዉ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉና መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
- ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ቅዳሕን ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
- ሕጋዊ መቅረባይነት ዘለዎ ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ቅዳሕን ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
- ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝበሉ ወረቀት ምስክር ናይ ወርሒ ሚያዝያ ሒሳብ ዝከበርኩምሉ መረዳእታ ቅዳሕን ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
- መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ቅዳሕ ገይሩ ከትሕዝ ዝክእል
- ሰነድ ጨረታ ካብ 22 ግንቦት 2008 ዓም ክሳብ 6 ሰነ 2008 ዓም 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሽረ እንዳስለሰ Â ክዉስዱ ዝክእሉ
- ጨረታ 6 ሰነ Â 2008 ዓም ሰዓት 8 ፡00 Â ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 6 ሰነ 2008 ዓመ ሰዓት 8 ፡30ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- መክበሪ ጨረታ Â ንአቁሑ ቢሮ 3000 ቅርሺ ንአቁሑ ኤለክትሮኒክስ 4000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ከትሕዝ ዝክእል
- ሰዓራይ በቲ መምርሒ መሰረት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
- ሰነድ ጨረታ ብንፁር ዝንበብ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ባዕልዋና ፊርማን ማህተምን ኣብ ሕድሕድ ገፅ ብምግባር ብፖስታ ተዓሺጉ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ
- እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344444916 ወይድማ 0344442866 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
ድሕሪት